ስለምንታይ ታሪኻዊ መደረ ኣባ ተክለሚካኤል ተወልደ ኣብዚ እዋን እዚ?

ስለምንታይ ታሪኻዊ መደረ ኣባ ተክለሚካኤል ተወልደ፡ ኣብዚ እዋን እዚ?

ብዛዕባ እዚ እዋናዊ ትንታኔ ኣብ ጋዜጣ ሳባ ኣብ ሓጸር እዋን ክስዕብ እዩ ንምክትታልኩም፡ ቅድሜኣዊ ምስጋና ካብ ጋዜጣ ሳባ ይብጻሕኩም።

ሳባ ኪዳነ 02/11/2018

ፓሪስ

ሰነድ

Saba Kidane ተጻሕፈ-ብ:

3 ርእይቶታት

  1. Kudmi pablic mizirgahki bizaeba haki kitzareb kemzeleki hiseb abey kem zitezarebo keyeregagexki sebat kitenakuti mihilanki meraya eti kufue tumnitki eu ezom kahin ab betekristiyan chatolic Ab beal nigdet kudus mikiel zitezarebwo eu enda mikiel zibehal church nay ortodex ab segeneyti yelen silezi kaliey keytigageyi mearemta entekonetki ele eye ezi rieytoy zihibeki zeleku wedhanki

  2. ከፋሊ
    02-11-2018
    መጽሓፊ ሓሳባትኩም

    ሰላም ሳባ ብመጀመርያ ከም ኣመሓላለፍቲ ሓበሬታ ወይ ዜና ንበሎ ነቲ እተቅብዋ ሓበሬታ ሰብ መታን ክኣምኖ ኣብ ሓቂ ክከውን ኣለዎ ።
    ሕራይ ምስ እዚ ዘሎ ኩነታት ናይ ሃገርና እቲ ብ ኣዒንትካ ሪኢካ እተቅርቦ ክሓጽረኩም ይስእን እዩ።
    ብዛዕባ ሰባትን ኩነታት ህላውኦምን ወይ ስርሖም ፡ ኣባል ናይ የናይ ሲቪላዊ ማሕበር ምዃኖን ግን ካብ ባዕላቶም ወይ ካብ ሰባት ሓቲትካ ክትረክቦ ትኽእሉ ኢኹም ከምኡን ዜና ይኩን ካልእ ጽሑፋት ። ሓበሬታ ዘይብልካ ወይ ከኣ ሓበሬታ ክህበካ ዝኽእል ሰብ ፡ መሳርሕቲ ዘይብልካ ከምዚ እዩ ኢልካ ክጽሕፍ ኣመንትን ሰዓብትን ወይ ተከታተልቲ እዩ ዘጉድል። ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ ልክዕ ኣለኪ ካቶሊካዊ ካህን ኣባል ላዛሪስት ዝብሃሉ ማሕበር እዩ።
    ኣብ ኦርቶ ዶክሳዊት ቤተ ክህነት ወይ ከኣ ክብሪ በዓል ኣይኮነን መንፈሳዊ ስብከት ዘስምዐ ካብ ካቶሊካዋት ቤተ ክርስትያን እዮም ዘሰበኩ ። ፍልልይ ናይ ካቶሊክ ወይ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዘይ ኮንኩ ኢብለኪ ደልየ ነቲ ሓቂ ከምዘለዎ ከተቅርብዎ ኣለኩም ።

  3. ግርማይ ኣብርሃ
    03-11-2018
    መጽሓፊ ሓሳባትኩም

    ጋዜጣ ሳባ ሰላም
    ኣባ ተከለሚካኤል ተወልደ ዶንግዮም ጸኒሖም

መጽሓፊ ሓሳባትኩም

ኣይትሰከፉ! ኢመይልኩም ኣብዚ ገጽ እዚ ኣይክረኣይን እዩ። Required fields are marked *