#ንሎሚ ኣብ ጽሩራ# ኮሜድያዊት ግጥሚ ናይ ሓውና ባባሓሊብ (ኬክያ)

ኣትን ወይዘራዝር

መልክዕክን ስሓቢ ከም ቡሩር
ኣሸበሸብ ኣብቲ ጎደና
ጎፍታ ተተራኸብና
ፍሽኽ ተበልኩክን ኣሸበሸብ
ደድሕረይ ከይትብላ ዘብዘብ
ዕድመ እንታይ ኣለዎ ዝብል ዕርብ
ክልተ ኣርብዓ ዝቀራረብ
እንተበልኩኽን ሃኒ ሃኒተይ
ኣይትጠምታ ኣፍ ልበይ
ጎባቢጡዩ ሕቆይ
ምናልባት ተጸቀጥኩልክን ዓይነይ
ንዓይ መኣስ ኮይኑ ንወደይ
እምበር ኣነስ ኣለልየያ እርጋነይ
ደጊምሲ ምስ ኣደይ ሃርያ ምቁራበይ
ኬkያ

ሰነድ

Saba Kidane ተጻሕፈ-ብ:

ርእይቶ ንምግዳፍ ኣይትቀደሙ

መጽሓፊ ሓሳባትኩም

ኣይትሰከፉ! ኢመይልኩም ኣብዚ ገጽ እዚ ኣይክረኣይን እዩ። Required fields are marked *