ግጥሚ ክገድፎ ትበርቕ እሞ ትደምቕ ተብርህ ተማሙቕ ጸሓይ እዛ ጸሓይ ኩሉ ትኾነለይ…… ጽሓይ ወጋሕታ ጋሊሃ… ንምሉእ ንባብግጥሚ ክገድፎ! ንሎሚ ኣብ ጽሩራ! ናይ ሓውና ኬክያ*
ሓደ እዋን ናይ ታሪኽ መምህርና:- “ገለ ካብ መግዛእቲ ኤውሮጳውያን ናብ ኣፍሪቃ ዘምጽኦ ጽቡቕ ነገር… ንምሉእ ንባብ‘ቡን ጥልያን’ ዕንበባ ኣስመራ ኣብ ፓሪስ (ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል)
ኣብ ኣፍደገ ገዛና ክንዲ መሸማዕ ናይ ሓደ ዂንታል ዘይትበጽሕ ናይ ጭራም ቦታ ነበረታ ነደይ፣ “ናይ… ንምሉእ ንባብ‘ቡን ጥልያን’ ዕንበባ ኣስመራ ኣብ ፓሪስ (ካልኣይ ክፋል)
ስቕ ኢልካ እንተራኢኻዮ እቲ ዕንበብኣ ከም ጉዕሽ ዓፍ-ዓፍ ዝበለ ምሽ! እንድያሞ! *** ብዕድል ኮይኑ ኣብ… ንምሉእ ንባብ‘ቡን ጥልያን’ ዕንበባ ኣስመራ ኣብ ፓሪስ
ኣትክልክቲ የፍቕሩን ይሕጎሱን ዶ ይኾኑ? ብዝብል ሓሳብ እያ መጀመርያ ዝተቐጀለትኒ ደሓር ደኣ ኩራ፣ ኸኣ… ንምሉእ ንባብንሰንበትና….. ኣትክልቲ-ስ ይኹርዩ ዶ ይኾኑ?
ትያትሮ ኣስመራ ግልብጭ ተሰንጠረ ኣዕኑድ መሕለም ትርኣስ ንድቀቱ ዝፍትልተል ቅብኣ ናሕሱ ወትሩ ከንፈር ጎርዞ ዝጎጎበ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ## ናይ ክቡር ገጣሚ ሃይለ ቢዘን ኮይና ፣ “ትያትሮ ኣስመራ” ዘርእስታ ግጥሚ እያ። ካብታ ድሕሪ ማዕጾ እትብል መጽሓፉ ዝተወስደት እያ።
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ጉዳይ ደቀንስትዮ ዘለዎ ኣረኣእያ ካብ ቦታ ናብ ቦታን፡ ካብ ዘመን ናብ… ንምሉእ ንባብመዓልቲ ደቀንስትዮ ምብዓል መዓስ እዩ ዝቋረጽ?…..ኣብ መንጎ 19 -20 ክፍለ ዘመን፡ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ልዕሊ ደቀንስትዮ ፈረንሳ መሰል ነይርወን!