ግጥሚ ክገድፎ ትበርቕ እሞ ትደምቕ ተብርህ ተማሙቕ ጸሓይ እዛ ጸሓይ ኩሉ ትኾነለይ…… ጽሓይ ወጋሕታ ጋሊሃ… ንምሉእ ንባብግጥሚ ክገድፎ! ንሎሚ ኣብ ጽሩራ! ናይ ሓውና ኬክያ*
ዓንዲ ሕቖኺ ደሪቑ ገጽኪ ኣዕጠርጢሩ ኣዒንትኺ ቖርቊሩ ኢድኪ ኢደ ሰለሙን ፈትልን መርፍእን ኣላጊቡ ላኻን ኣርግሀን… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ: ”ሓቚፍክኒ ሙቲ” ካብ መጽሓፍ ‘ርቀትካ ዕጣን’። ብ ግርማይ ኣብርሃም
ትንፋስኪ ኣብ ኣፍንጫይ ምህላዉ ምስልኺ ኣብ ኣዒንተይ ብምቕማጡ ዘስዓቦ ግዲ ኮይኑ እዚ ኩሉ ኣብ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ# በዓልቲ ርሑቕ፡ ናይ ገዛኢ ነጋሲ እያ
ፊደል ፀ ንፀሓይ ርኤያ ዓይነይ ኣጸምቲለ ሰንጣቒ ሕንጻጻ ክፍላ ዝገመዐ ፊደል ፀ ትርኢታ በምሳላ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ# ” ፊደል ፀ “፡ እትብል ግጥሚ ኤፍሬም ካሕሳይ ናይ( ወዲዃዳ) ክትከውን እያ።
ትያትሮ ኣስመራ ግልብጭ ተሰንጠረ ኣዕኑድ መሕለም ትርኣስ ንድቀቱ ዝፍትልተል ቅብኣ ናሕሱ ወትሩ ከንፈር ጎርዞ ዝጎጎበ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ## ናይ ክቡር ገጣሚ ሃይለ ቢዘን ኮይና ፣ “ትያትሮ ኣስመራ” ዘርእስታ ግጥሚ እያ። ካብታ ድሕሪ ማዕጾ እትብል መጽሓፉ ዝተወስደት እያ።