ግጥሚ ክገድፎ ትበርቕ እሞ ትደምቕ ተብርህ ተማሙቕ ጸሓይ እዛ ጸሓይ ኩሉ ትኾነለይ…… ጽሓይ ወጋሕታ ጋሊሃ… ንምሉእ ንባብግጥሚ ክገድፎ! ንሎሚ ኣብ ጽሩራ! ናይ ሓውና ኬክያ*
ዓንዲ ሕቖኺ ደሪቑ ገጽኪ ኣዕጠርጢሩ ኣዒንትኺ ቖርቊሩ ኢድኪ ኢደ ሰለሙን ፈትልን መርፍእን ኣላጊቡ ላኻን ኣርግሀን… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ: ”ሓቚፍክኒ ሙቲ” ካብ መጽሓፍ ‘ርቀትካ ዕጣን’። ብ ግርማይ ኣብርሃም
ትንፋስኪ ኣብ ኣፍንጫይ ምህላዉ ምስልኺ ኣብ ኣዒንተይ ብምቕማጡ ዘስዓቦ ግዲ ኮይኑ እዚ ኩሉ ኣብ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ# በዓልቲ ርሑቕ፡ ናይ ገዛኢ ነጋሲ እያ
ብ ግርማይ ኣብርሃም ካብ ዝተጻሕፈ **ብ ዕለት10/08/2019 ካብ እትፍለየና ዓመታ ዘቑጸረት በዓልቲ በላሕ ኣእምሮ… ንምሉእ ንባብ“ልበይ ክሳብ እትኽእሎ ኣፍቂረ እየ። ብፍቅሪ ካብ ምንባር ዝዓቢ ነገር የለን።26 ዓመት ንሰብ ሓጺር እዩ።ግን ብምልኣት እየ ነቢረሉ” …ዝኽሪ ስኒት ሰለሙን ጸሃያ