ጓል ን ኣዲኣ
– ማማ ኣቲ፡ ኣብ እዚ መንጎ ክልተ እግረይ እንድዩ ጸጉሪ ወጺእኒ
* እዛ ጓለይ ፡ እታ ቦታ ህበይ እያ ትበሃል ፡ ስለዚ ህበየይ ጸጉሪ ኣብቊላ ኢኺ ድማ ክትብሊ ዘለኪ
ሕራይ ማማየ
@ ናይ ምሸት፡ ዓባይ ካብስራሕ ምስ ኣተወት
– ስምዕኒ እንዶ፡
– ስምዕ
– እታ ህበየይ እንድያ ደኣ ጸጉሪ ከተብቑል ጀሚራ
– ኖርማል እዚ ደኣ፡ ናተይ ከማን ባባና ክትበልዕ ጀሚራ ኣላስ
በለታ ንብለኩም
ምንጪ ካብ ፋይስቡክ፡ እቲ ብሕጓ ሕሹኽ ዝበለኒ ግን፡ ክሓንኽ እየ ስቅ ኢልኪ ጥራይ ኣኣስሕቕና ኢልኒ ኣሎ።
ከመይ እዚስ ቤላ ዝኾነት ህበይ ይዓድሎ ክክክክ
ከምዝታት እንተዝበዝሕስ ከመይ ደስ ምበለ ዋዛ ንኹሉ ነገራት ከምዚ መሳገሪ ቢንቶ ዩ so ኣይተውሕዲ ፍትው ኢየ ከኣ ዘብለኪ