ትያትሮ ኣስመራ
ግልብጭ ተሰንጠረ ኣዕኑድ
መሕለም ትርኣስ ንድቀቱ
ዝፍትልተል ቅብኣ ናሕሱ
ወትሩ
ከንፈር ጎርዞ ዝጎጎበ
ቀዳማይ ምስዓም ዝጽበ
ትያትር
ይሃሉ ኣይሃሉ
ንባዕሉቲ ህንጻ
ሕዋር ድርሰትዩ
መድረኽ ኣእምሮ ሃኒጹ
ዝዋሳእ ምስ ድምጹ
ሃይለ ቢዘን
ትያትሮ ኣስመራ
ግልብጭ ተሰንጠረ ኣዕኑድ
መሕለም ትርኣስ ንድቀቱ
ዝፍትልተል ቅብኣ ናሕሱ
ወትሩ
ከንፈር ጎርዞ ዝጎጎበ
ቀዳማይ ምስዓም ዝጽበ
ትያትር
ይሃሉ ኣይሃሉ
ንባዕሉቲ ህንጻ
ሕዋር ድርሰትዩ
መድረኽ ኣእምሮ ሃኒጹ
ዝዋሳእ ምስ ድምጹ
ሃይለ ቢዘን
ርእይቶ ንምግዳፍ ኣይትቀደሙ