ጸለል ጸምበለል!
- እቲ ውሑድ ዘይቲ
ምስ ኣትረፎ ነቲ ማይ ኣብ ታሕቲ
ጸለ-ለል ምስ በለ……..
ብሓይሉን ብዓቕሙን ምስ ተጸለለ!
ምውሓዱ ገዲፉ ሓይሉ ምስ ኣመነ
ከምቲ ንሱ ጸምበለል ክትብሊ
ዝብሉኺ ዘይኮነስ ውሽጥኺ ምስ ትኣምኒ
ሽዑ ኮኾብ- ኮኾበይ ትኾኒ
ኣብ ሰብ ዘየርክቦ ሰማይኪ ትነብሪ
ኮኾብ ተስፋልደት 15/10/18
20:35
ጸለል ጸምበለል!
ምስ ኣትረፎ ነቲ ማይ ኣብ ታሕቲ
ጸለ-ለል ምስ በለ……..
ብሓይሉን ብዓቕሙን ምስ ተጸለለ!
ምውሓዱ ገዲፉ ሓይሉ ምስ ኣመነ
ከምቲ ንሱ ጸምበለል ክትብሊ
ዝብሉኺ ዘይኮነስ ውሽጥኺ ምስ ትኣምኒ
ሽዑ ኮኾብ- ኮኾበይ ትኾኒ
ኣብ ሰብ ዘየርክቦ ሰማይኪ ትነብሪ
ኮኾብ ተስፋልደት 15/10/18
20:35
ቀጽልዎ ፡ ችቡቅ መደብ ኣለኩም ፡ ወገናውነት ከይተጸለኹም ክትጉዓዙ ይላቦ ፡ ምኽንያቱ ሎሚ ዝጽሕፍ ዝዝይም ኣይሰኣናን እንታይ ደኣ ወገናውነት ዘይብሉ ጥበብዩ ጽምእና።