ትያትሮ ኣስመራ ግልብጭ ተሰንጠረ ኣዕኑድ መሕለም ትርኣስ ንድቀቱ ዝፍትልተል ቅብኣ ናሕሱ ወትሩ ከንፈር ጎርዞ ዝጎጎበ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ## ናይ ክቡር ገጣሚ ሃይለ ቢዘን ኮይና ፣ “ትያትሮ ኣስመራ” ዘርእስታ ግጥሚ እያ። ካብታ ድሕሪ ማዕጾ እትብል መጽሓፉ ዝተወስደት እያ።
ጉድ ዝረኸበ ጉድ በዲላቶ ሓደራ በሊዓ ተበዲላ ቃል እምነት በሊዓ በዲላቶ ሰለፋ ቀሊዓ በዲልዋ… ንምሉእ ንባብንሎሚ ኣብ ጽሩራ# ጉድ ዝረኸበ ጉድ፡ ብ ገጣሚ ክብሮም ደሞዝ
እዝምረልኪ `ወ! ሕልና ኣእምሮ፥ በርቢረ ዛንታኺ ኣብ ደብተረይ ዓቂበ ሕሉፍን ህሉዉን ኣኪበ እዝምረልኪ እወ……! ቃሕ… ንምሉእ ንባብ#ንሎሚ ኣብ ጽሩራ# እዝምረልኪ ‘ወ ዘርእስታ፡ ናይ ገጣሚ ሓውና ባሕሪ ሓድጉ ክትከውን እያ
ሎሚ ዓርቢ ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ልዕሊ ክልተ መስጊዳት ብዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቓዕቲ ብውሑዱ 49 ሞይቶም… ንምሉእ ንባብጽባሕ:እቲ ሎም መዓልቲ ኣብ ክልተ መሳጊድ ኒውዝላንድ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ክሱስ ናብ ፍርዲ ክቐርብ እዩ። ንሱ ነቲ መጥቃዕቲ ኣብ ፋይስቡክ ላይፍ ቪድዮ እናኣሕለፈ እዩ ፈጺምዎ።
ብምኽንያት ሎሚ ንግሆ ዘጋጠመ፡ምውዳቕ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ Boeing737፡ ጋዜጣ ሳባ መሪር ሓዘና እናገለጸት፡ ንቤተሰብ… ንምሉእ ንባብናይ ሓዘን መልእክቲ ብምኽንያት ምውዳቕ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
ንሰንበትና እስከ በሉ ንሓዝ ከበሮ ከበሮ ከበሮ *** እላለየ ላላ ፣እላለየ ላላላ እላለየ ላላ፣ እላለየ… ንምሉእ ንባብንሰንበትና…..ብንባብ ሳዕሲዕኩም ትፈልጡዶ?
ኣትን ወይዘራዝር መልክዕክን ስሓቢ ከም ቡሩር ኣሸበሸብ ኣብቲ ጎደና ጎፍታ ተተራኸብና ፍሽኽ ተበልኩክን ኣሸበሸብ ደድሕረይ… ንምሉእ ንባብ#ንሎሚ ኣብ ጽሩራ# ኮሜድያዊት ግጥሚ ናይ ሓውና ባባሓሊብ (ኬክያ)
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ጉዳይ ደቀንስትዮ ዘለዎ ኣረኣእያ ካብ ቦታ ናብ ቦታን፡ ካብ ዘመን ናብ… ንምሉእ ንባብመዓልቲ ደቀንስትዮ ምብዓል መዓስ እዩ ዝቋረጽ?…..ኣብ መንጎ 19 -20 ክፍለ ዘመን፡ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ልዕሊ ደቀንስትዮ ፈረንሳ መሰል ነይርወን!
ብፍላይ ኣብዚ ዘመን እዚ ፡ ደቂሰባይ ን መዓልቲ ደቀንትዮ ነጺልካ ምብዓል ከሕፍሮ እዩ ምስ… ንምሉእ ንባብ1,መዓልቲ ደቀንስትዮ ምብዓል መዓስ ኮን እዩ ዘቋርጽ? ሀ……ለ….ሐ…. 2 ወዲ ተባዕታይ መወከሲ ናይ ማዕርነት ኣይኮነን ሓቂ ወይ ሓሶት በል?
ኣብ ውድድር ግጥሚ ዛራ ገጠምቲ # ቀዳመይቲ ኮይና ዝተዓወተት # ብልጽቲ ግጥሚ #… ንምሉእ ንባብ#ንሎሚ ኣብ ጽሩራ፡ # ኣብ ዛራ ገጠምቲ ናይዚ ዓመት እዞ ዕውትቲ ግጥሚ ክትከውን እያ