vsዕዮ ገዛ
ዕዮ ክፍሊ ሓላል
ጥራዝ + ርሳስ
መጽሓፍ ×ምጽሓፍ
ሕብሪ-መደምሰስ
ብርዒ ÷ደስደስ
ኣብ ሰፈርካ
ምስ ደቂ ሰፈርካ
ተአርሞ ቀማሚርካ
ዕዮ ገዛ ተካል
ፈላላዪት ንዂሉ
ብፍላይ ብፍላይ ገዛ ንዘይብሉ!
ሳባ ኪዳነ
ሕጂ ሕጂ
12/05/2019
ፓሪስ
vsዕዮ ገዛ
ዕዮ ክፍሊ ሓላል
ጥራዝ + ርሳስ
መጽሓፍ ×ምጽሓፍ
ሕብሪ-መደምሰስ
ብርዒ ÷ደስደስ
ኣብ ሰፈርካ
ምስ ደቂ ሰፈርካ
ተአርሞ ቀማሚርካ
ዕዮ ገዛ ተካል
ፈላላዪት ንዂሉ
ብፍላይ ብፍላይ ገዛ ንዘይብሉ!
ሳባ ኪዳነ
ሕጂ ሕጂ
12/05/2019
ፓሪስ
ዕዮ ገዛ ዶ ኦልኪ ሓቀይ ፣ በሊ እቲ ቀደም መጽናዕቲ (ዕዮ ባርኮ) ሕጂ ብ ኤክስቦ ዝፍለጥ !!! ኢና ንብሎ ዝነበርና ። ኣብኡ ኬድና (ደቂ ጎዳይፍ ደቂ ገጅረትን ባርጅማን ደቂ ቲራቮሎ) ኢና ነጽንዕ ኔረና ።